Factsheets
መእተዊ
ቖርበት ካብ ናይ ቓጸሎ መጉዳእቲ ኣብ ዝሓወየሉ፣ ኣሕካኺ ክኸዉን ይኸእል እዩ። ዳርጋ ኩሎም ካብ ቓጸሎታት ዝሓዉዩ ናይ ምሕካኽ ጸገማት-ብፍላይ ኣብ ወይ ከባቢ እቲ ቓጸሎ፣ ልጋቦ ቖርበት፣ ወይ ናይ ሕክምናዊ መጸዉዒ ናይ ሕኻኽ “ፕሩራይትስ” (proo-ri´tus) ይበሃል።
ምሕካኽ ልሙድ ክፋል ናይ ምሕዋይ እዩ። እዚ ዝኽሰተሉ ምኽንያት ኣዝዩ ዝተሓላለኸ ከምኡዉን ድኹም ርድኢት ዘለዎም እዮም። ...